All available courses: ሕብረተሰባዊ ትምህርቲ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን እዚ ኮርስ (course) እንታይነት ሕብረተሰባዊ ትምህርቲ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን የረድእን ኣብዚ ጨንፈር ትምህርተ መለኮት መሰረታዊ አፍልጦ ክህልወና ይሕግዝ View Course Outline መባእታ ካቶሊካዊ ትምህርተ መለኮት እዚ ኮርስ ብዝስዕብ ኣብዚ መድረኽ ንዝቐርቡ ዓሞቐቲ ትምህርትታት ከም መበገሲ ወይ መእተዊ የገልግል:: እንታይነት ትምህርተ መለኮት ይዝርዝር ከምኡ'ውን ትምህርተ መለኮት ምስ አምነት በኸመይ ከምዝዛመድ የርኢ:: ኣብ መወዳእታ ነቲ ኣብዚ መድረኽ ብቐጻሊ ክንጥቀመሉ ዘድሊ ትምህርተ መለኮታዊ ሰሌዳ ዕሙቐ በዝበለ ኣገባብ የፋልጥ:: መምህር - ኣባ ኤፍሬም ዓንዶም View Course Outline መባእታዊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ኮርስ (course)፥ ታሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ የረድእ ፥ ብኸመይ ከምዝከፋፈል ይሕብር ፥ ብዛዕባ ትሕዝቶ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከባ ምጽሓፍቲ መባእታዊ ኣፍለጦ ክህለወና ይገብር። መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ክንበብ ክምዝግብኦ ኸኣ ይመክር። መምህር - ኣቡነ ኪዳነ የዕብዮ View Course Outline View More ምሥጢራት ቤተክርስትያን እዚ ኮርስ ኣብተን ሽውዓተ ምስጢራት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዘለና ፍልጠት ክነዕሙቐን ክነድልድልን የኽእለና:: እንታይነትን መጽሓፍቅዱሳዊ መሰረትን ሽውዓቲኤን ምስጢራት የምህር ከምኡ'ውን ኣብ ህይዎት ቤተክርስትያንን ምእመናንን ዘለወን ቦታ የገንዝብ:: መምህር - ኣባ ኤፍሬም ዓንዶም View Course Outline ምትሕላፍ ቃል አምላኽ / ግልፀት View Course Outline ቃል አምላኽ ብጽሑፍ View Course Outline ቃል አምላኽ አብ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ኮርስ (course)፥ አብ መንጎ ግልጸትን ቃል አምላኽን መጽሓፍ ቅዱስን ዘሎ ዝምድና የረድእ ፥ ተራ መጽሓፍ ቅዱስ አብ ርክብ አምላኽን ሰብን ክንድምንታይ መሰረታዊ ከምዝኾነ ይሕብር። View Course Outline