
ምሥጢራት ቤተክርስትያን
እዚ ኮርስ ኣብተን ሽውዓተ ምስጢራት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዘለና ፍልጠት ክነዕሙቐን ክነድልድልን የኽእለና:: እንታይነትን መጽሓፍቅዱሳዊ መሰረትን ሽውዓቲኤን ምስጢራት የምህር ከምኡ’ውን ኣብ ህይዎት ቤተክርስትያንን ምእመናንን ዘለወን ቦታ የገንዝብ::
መምህር – ኣባ ኤፍሬም ዓንዶም
ምድብ (category) – ሓሳባዊ ትምህርተ መለኮት > ኣምላኽ > ኣምላኽ ኣብ ግዳማዊ ተግባራቱ እንክንርኢ > ቀዳሲ ኣምላኽ > ነገረ ምስጢራት ቤተክርስትያን
Course Content
Lessons
Status
Paulos
Amlak msakum ykun abba.
Mstirat nay betekrstian ms wedaeku mkixal abiatni imo ktriuley deliye.