ምትሕላፍ ቃል አምላኽ / ግልፀት
እዚ ኮርስ (course)፥ ቃል አምላኽ ብመገዲ
- “ትውፊት” እንታይ ማለት እዩ አብ ምትሕላፍ ቃል
አምላክኽ’ከ እንታይ ተራ አለዎ? - ቅድም ‘ዝኽሪ እስራኤል’ ደሓር ከኣ ዝኽሪ ናይ
ሓዲሽ ኪዳን ከመይ ኢሉ ኣብ ጽሑፍ ሰፊሩ? - ሰብኣዊ ቋንቋታት ቅዱስ መጽሓፍ ኣይነዎት እየን?
- ስነጹሑፋዊ ቅዲ ቅዱስ መጽሓፍ እንታይ ይመስል?
መምህር – ኣባ ግርማይ ኣብርሃ
ምድብ (category) – ቅዱስ መጽሓፋውን ታሪኻውን ትምህርተ መለኮት > ቃል አምላኽ
How has the revealed word of God passed on to us? by Fr. Ghirmay Abraha