
መባእታ ካቶሊካዊ ትምህርተ መለኮት
እዚ ኮርስ ብዝስዕብ ኣብዚ መድረኽ ንዝቐርቡ ዓሞቐቲ ትምህርትታት ከም መበገሲ ወይ መእተዊ የገልግል:: እንታይነት ትምህርተ መለኮት ይዝርዝር ከምኡ’ውን ትምህርተ መለኮት ምስ አምነት በኸመይ ከምዝዛመድ የርኢ:: ኣብ መወዳእታ ነቲ ኣብዚ መድረኽ ብቐጻሊ ክንጥቀመሉ ዘድሊ ትምህርተ መለኮታዊ ሰሌዳ ዕሙቐ ብዝበለ ኣገባብ የፋልጥ::
መምህር – ኣባ ኤፍሬም ዓንዶም
ምድብ (category) – መባእታ
Course Content
Lessons
Status
egzabiher xgeu ybzhalkum aba btami des zbl tmhrti u
Egzabher ybarkhkum Abba azyu tekami tmhrti u
Abbatie Egziabhier yhabelna Amlak zemen Agelglotkum ybark.