“… always be prepared to give an answer to everyone who asks you to give the reason for the hope that you have. But do it with gentleness and respect.” (1Pe 3:15)
Apologetics is a theological discipline whose purpose is to explain and defend the faith. It helps us deal with questions we face and ideas that test our faith.
This page presents shorter lessons that can be categorised as ‘Apologetics’ in our theological map. First, we invite you to view the ‘Introduction to Apologetics’ lesson below which will be permanently pinned top.
ቃል አምላኽ ብጽሑፍ
እዚ ኮርስ (course)፥ ቃል አምላኽ ብጽሑፍ ናባና ብኸመይ ከምዝተሓላለፈ የረድእ ፥ ነዘን ዝስዕባ ዓሞቕቲሕቶታት መልሲ ይህብ ፥ 1. ብኸመይ ቃል ኣምላኽ አብ ጽሑፍ ክሰፍር ጀመረ? 2. ብኸመይ ቃል ኣምላኽ ናብ ካልኦት ቋንቋታት ተተርጎመ? 3. ጥንታዊ ኣቀዳድሓ መጽሐፍ ቅዱስ ከመይ ኔሩ? 4. ቃል ኣምላኽ ኣብ ‘መጽሓፍ ቅዱስ’ ብትኽክል ከምዝሰፈረ ከመይ ንፈልጥ? 5. ‘Textual Criticism’ ዝበሃል መጽናቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ብትኽክል ከምዝተሓላለፈ ክንቅበል ከመይ ይሕግዘና? መምህር – ኣባ ግርማይ ኣብርሃ ምድብ (category) – ቅዱስ መጽሓፋውን ታሪኻውን ትምህርተ መለኮት > ቃል አምላኽ ‘Textual Criticism’ of the Bible. By Fr. Ghirmay Abraha
ምትሕላፍ ቃል አምላኽ / ግልፀት
እዚ ኮርስ (course)፥ ቃል አምላኽ ብመገዲ ግልፀት ናባና ብኸመይ ከምዝተሓላለፈ የረድእ ፥ ነዘን ዝስዕባ ዓሞቕቲሕቶታት መልሲ ይህብ ፥ “ትውፊት” እንታይ ማለት እዩ አብ ምትሕላፍ ቃል አምላክኽ’ከ እንታይ ተራ አለዎ? ቅድም ‘ዝኽሪ እስራኤል’ ደሓር ከኣ ዝኽሪ ናይ ሓዲሽ ኪዳን ከመይ ኢሉ ኣብ ጽሑፍ ሰፊሩ? ሰብኣዊ ቋንቋታት ቅዱስ መጽሓፍ ኣይነዎት እየን? ስነጹሑፋዊ ቅዲ ቅዱስ መጽሓፍ እንታይ ይመስል? መምህር – ኣባ ግርማይ ኣብርሃ ምድብ (category) – ቅዱስ መጽሓፋውን ታሪኻውን ትምህርተ መለኮት > ቃል አምላኽ How has the revealed word of God passed on to us? by Fr. Ghirmay Abraha
ቃል አምላኽ አብ መጽሓፍ ቅዱስ
እዚ ኮርስ (course)፥ አብ መንጎ ግልጸትን ቃል አምላኽን መጽሓፍ ቅዱስን ዘሎ ዝምድና የረድእ ፥ ተራ መጽሓፍ ቅዱስ አብ ርክብ አምላኽን ሰብን ክንድምንታይ መሰረታዊ ከምዝኾነ ይሕብር። መምህር – ኣባ ግርማይ ኣብርሃ ምድብ (category) – ቅዱስ መጽሓፋውን ታሪኻውን ትምህርተ መለኮት > ቃል አምላኽ ነዚ ትምህርቲ ምስዛዘምካ፥ ነዘን ዝስዕባ ሕቶታት መባእታዊ መልሲ ትረክብ እጃም ቋንቋ አብ ምምሕልልፍ ቃል […]