Apologetics

” … ብዛዕባ እታ ኣባኻትኩም ዘላ ተስፋ ንዝሓቱኩም ዘበለ ምላሽ ምሃብ ምእንቲ ኽትክእሉ ኹሉ ሳዕ ድልዋት ኩኑ። ግናኸ ብለውሃትን ብኽብርን ግበርዎ።’’ (1 ጴጥ 3:15)

ሓደ ወገን ትምህርተ መለኮት፥ እቲ ላቲናውያን Apologetics ዝብለዎ ”እምነትካ ምግላጽን መኽልኻልን ” እዩ ንሱ ነቲ ቀጻሊ ዘጋጥመና ሕቶታትን ንእምነትና ዝቃወም ሓሳባትን ክነታኣናግድ ይሕግዘና
ኣብዚ ገጽ፥ ካብተን ኣብ ትምህርተ መለኮታዊ ሰሌዳ  ተዘርዚረን ዘለዋ ካልኦት ወገናት ትምህርተ መለኮት በዝተፍልየ ኣገባብ፥ ብወገን ”እምነትካ ምግላጽን መኽልኻልን” (Apologetics) ክምደባ ዝኽእላ ሓጸርቲ ትምህርትታት ይቐርባ
ፈለማ ነዚ ብቀዳምነት ተሰሪዑ ዘሎ ”እምነትካ ምግላጽን መኽልኻልን” (Apologetics) እንታይ ከም ዝኾነ ዘብርህ ትምህርቲ ክትሪኢ ንዕድም

“… always be prepared to give an answer to everyone who asks you to give the reason for the hope that you have. But do it with gentleness and respect.” (1Pe 3:15)

Apologetics is a theological discipline whose purpose is to explain and defend the faith. It helps us deal with questions we face and ideas that test our faith.

This page presents shorter lessons that can be categorised as ‘Apologetics’ in our theological map. First, we invite you to view the ‘Introduction to Apologetics’ lesson below which will be permanently pinned top.

Login to your account

ድሮ ተመዝጊብካ እንተድኣሃሊኻ ፥ ኮርስታት ክትከታተልን ኣብ መዝግብካ ንዝርከባ መሳለጥያታት ክትጥቀምን

Login now

Register as a student

ኣብዚ መድረኸ ብምልኣት ናይ ምስታፍ ዘይተደረተ ፍቓድ ምእንቲ ክትረክብ ኣብዚ ተመዝገብ

Register now

Register as a teacher

ኣብዚ መድረኸ ትምህርተ-መለኮታዊ ፍልጠት  ናይ ምኽፋል ብቅዓት እንተለኩም  በዚ ተወከሱ

Register now

እዚ መድረኽ ትምህርተ-መለኮት ፥ ብመድኃኔ ዓለም ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሥርዓት ግዕዝ ለንደን ፥ ንኹሎም ሰብ ጽቡቕ ድላይ ይውፈ ።

TOP