THE VISION

ራእይና፥ ትምህርተ-መለኮታዊ ፍልጠት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ፥ ካብቶም ክምሃርዎ ዝትዓደሉ ኣቦታትን ኣደታትን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገርና ፥ ናብቶም ክምሃርዎ ዘብህጉን ዘድልዮምን ምእመናን ዚመኃላለፈሉ መድረኽ ምስንዳው እዩ።

Our vision is to offer a platform where the theological knowledge of the Catholic Church in Eritrean languages can pass from those who had the good fortune to learn it to those who wish and need to learn it.

THE COURSES

ኩለን ኣብዚ መድርኽ ዝርከባ ኮርስታት ናፃን ንኹሉ ሰብ ክፉታትን እየን ተመዝጊብካ ክተብቅዕ ናይ ባዕልኻ መዝገብ መኽፋት ጥራሕ እዩ ዘድሊ ብወገን ”እምነትካ ምግላጽን መኽልኻልን” (Apologetics) ክምደባ ዝኽእላ ሓጸርቲ ትምህርትታት ኣብቲ Answers ዝብል ገጽ ከይተመዝገብካ ክትከታተል ይከኣል

All our courses are free and available to anyone. The only step required is to create your profile by registering and to log in your new account. Shorter Apologetics lessons are available in the Answers page and can be accessed without having to log in.

TEACHERS

መልእኽቲ ፍልጠቶም ናብቶም ጽምኣት ካቶሊካዊ ትምህርተ መለኮት ዘለዎም ሰብ ጽቡቕ ድላይ ኬመኃላልፉ ንዚደልዩ ምሁራን ደቂ ሃገርና
ብክርስቶስ ኢየሱስ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣቦታትናን ኣደታትናን፡-